መራሕቲ ጥዕና ሚዙሪ፡ ዕድሚኦም ካብ 2 ክሳብ 18 ዓመት ዝኾኑ ቆልዑ ክታበት ሄፓታይተስ A ክወስዱ ይመኽሩ
ንምንባብ 1 ደቒቕ
መራሕቲ ጥዕና ሚዙሪ፡ ዕድሚኦም ካብ 2 ክሳብ 18 ዓመት ዝኾኑ ቆልዑ ክታበት ሄፓታይተስ A ክወስዱ ይመኽሩ
መንግስቲ ግዝኣት ሚዙሪ፡ ወለዲ ንደቆም ክታበት ሄፓታይተስ A ከኽትቡ ይመክር ኣሎ።
ኣብ መላእ ሃገር፡ ቁጽሪ ብሄፓታይተስ A ዝተለኽፉ ሰባት ይውስኽ ኣሎ። ሚዙሪ ሓዊስካ ብዙሓት ግዝኣታት ኣብዚ እዋን እዚ ለበዳ የጋጥመን ኣሎ። ክታበት ሄፓታይተስ A ድማ ረኽሲ ሄፓታይተስ A ንምክልኻል እቲ ዝበለጸ መንገዲ እዩ።